ሮሜ 14:11-12

ሮሜ 14:11-12 ትመ15

“ኣነ ህያው እየ፤ ኵሉ ብርኪ ኽምብርከኽ፥ ኵሉ ልሳንውን፥ ንኣይ ንእግዚኣብሄር ክምስክር እዩ፤ ይብል ጐይታ” ተብሂሉ ተፅሒፉ እዩ እሞ። እምበኣር ኵላትና፥ ነፍሲ ወከፍ ንእግዚኣብሄር መልሲ ኽንህብ ኢና።

ሮሜ 14:11-12 को लागि पद छवि

ሮሜ 14:11-12 - “ኣነ ህያው እየ፤
ኵሉ ብርኪ ኽምብርከኽ፥ ኵሉ ልሳንውን፥
ንኣይ ንእግዚኣብሄር ክምስክር እዩ፤
ይብል ጐይታ”
ተብሂሉ ተፅሒፉ እዩ እሞ። እምበኣር ኵላትና፥ ነፍሲ ወከፍ ንእግዚኣብሄር መልሲ ኽንህብ ኢና።