1
ግብሪ ሃዋርያት 4:12
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ብእኡ ኽንድሕን ዝግባእ ካልእ ስም፥ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንደቂ ሰብ ኣይተውሃበን እዩሞ፥ ድሕነት ብኻልእ ከቶ የለን።”
ႏွိုင္းယွဥ္
ግብሪ ሃዋርያት 4:12ရွာေဖြေလ့လာလိုက္ပါ။
2
ግብሪ ሃዋርያት 4:31
እናፀለዩ እንተለዉ፥ እቲ ተኣኪቦሙሉ ዝነበሩ ስፍራ ተናወፀ፤ ኵላቶም ድማ ብመንፈስ ቅዱስ ተመልኡ፤ ቃል እግዚኣብሄርውን ብትብዓት ተዛረቡ።
ግብሪ ሃዋርያት 4:31ရွာေဖြေလ့လာလိုက္ပါ။
3
ግብሪ ሃዋርያት 4:29
ሕዚ ድማ፥ ኦ ጐይታ! ምፍርራሖም ረአ፤ ንኣገልገልትኻ ኸዓ፥ ቃልካ ብምሉእ ትብዓት ክናገሩ ኣኽእሎም።
ግብሪ ሃዋርያት 4:29ရွာေဖြေလ့လာလိုက္ပါ။
4
ግብሪ ሃዋርያት 4:11
ንሱ እቲ ንስኻትኩም ነደቕቲ ዝነዓቕኩምዎ፥ ግና ርእሲ መኣዝን ዝኾነ እምኒ እዩ።
ግብሪ ሃዋርያት 4:11ရွာေဖြေလ့လာလိုက္ပါ။
5
ግብሪ ሃዋርያት 4:13
ትብዓት ጴጥሮስን ዮሃንስን ምስ ረአዩ፥ ዘይተምሃሩን ተራ ሰባት ምዃኖምውን ምስ ፈለጡ ተገረሙ፤ ምስ ኢየሱስ ከም ዝነበሩ ድማ ኣለለይዎም።
ግብሪ ሃዋርያት 4:13ရွာေဖြေလ့လာလိုက္ပါ။
6
ግብሪ ሃዋርያት 4:32
እቶም ዝኣመኑ ዅላቶም ሓደ ልብን ሓደ ሓሳብን ነበሩ፤ ንብረቶም ብምሉኡ ናይ ሓባር ደኣ ነበረ እምበር፥ ካብኣቶም ሓደኳ እዙይ ናተይ እዩ ዝብል ኣይነበሮምን።
ግብሪ ሃዋርያት 4:32ရွာေဖြေလ့လာလိုက္ပါ။
ပင္မစာမ်က္ႏွာ
သမၼာက်မ္းစာ
အစီအစဥ္မ်ား
ဗီဒီယိုမ်ား