1
ማርቆስ 14:36
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ኣባ፥ ኣቦይ! ኵሉ ይከኣለካ እዩ እሞ፥ ነዛ ፅዋዕ እዚኣ ኻባይ ኣሕልፋ፤ ግና ፍቓደይ ዘይኮነስ ፍቓድካ ይኹን” በለ።
താരതമ്യം
ማርቆስ 14:36 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
2
ማርቆስ 14:38
ናብ ፈተና ኸይትኣትዉ፥ ተጊህኹም ፀልዩ፤ መንፈስ ድልዊ እዩ፤ ስጋ ግና ድኹም እዩ እሞ” በሎ።
ማርቆስ 14:38 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
3
ማርቆስ 14:9
እዝ ወንጌል እዙይ ኣብ ዝተሰብኮ፥ ኣብ ኵሉ ዓለም እዝ ንሳ ዝገበረቶ ንመዘከሪኣ ኸም ዝንገር፥ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ” በሎም።
ማርቆስ 14:9 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
4
ማርቆስ 14:34
“ነፍሰይ ክሳዕ ሞት ሓዚና ኣላ፤ ኣብዙይ ፅንሑ፤ ትግሁውን”
ማርቆስ 14:34 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
5
ማርቆስ 14:22
እናበልዑ እንተለዉ ኢየሱስ ሕብስቲ ኣልዒሉ ባረኸ፤ ቈሪሱ ኸዓ “እንኩ፥ እዙይ ስጋይ እዩ” ኢሉ ሃቦም።
ማርቆስ 14:22 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
6
ማርቆስ 14:23-24
ከምኡውን ፅዋዕ ኣልዒሉ ኣመስጊኑ ሃቦም፤ ኵሎምውን ካብኡ ሰተዩ። ንሱ ኸዓ “እዙይ ምእንቲ ብዙሓት ዝፈስስ፥ ናይ ሓድሽ ኪዳን ደመይ እዩ።
ማርቆስ 14:23-24 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
7
ማርቆስ 14:27
ኢየሱስ ድማ “ ‘ነቲ ጓሳ ኽቐትሎ እየ፤ እተን ኣባጊዕ ከዓ፥ ክብተና እየን’ ዝብል ፅሑፍ ኣሎ እሞ፥ በዛ ለይቲ እዚኣ፥ ኵልኻትኩም ብኣይ ክትዕንቀፉ ኢኹም።
ማርቆስ 14:27 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
8
ማርቆስ 14:42
ተልዓሉ፤ ንኺድ! እንሆ እቲ ዘትሕዘኒ ቐሪቡ ኣሎ” በሎም።
ማርቆስ 14:42 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
9
ማርቆስ 14:30
ኢየሱስ ከዓ “ሎሚ በዛ ለይቲ እዚኣ፥ ደርሆ ኽልተ ሻዕ እንተይነቀወ፥ ሰለስተ ሻዕ ከም እትኽሕደኒ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ” በሎ።
ማርቆስ 14:30 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
ആദ്യത്തെ സ്ക്രീൻ
വേദപുസ്തകം
പദ്ധതികൾ
വീഡിയോകൾ