1
ግብሪ ሃዋርያት 25:6-7
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ፊስጦስ ምስኣቶም ሸሞንተ ወይ ዓሰርተ መዓልቲ ምስ ቀነየ፥ ናብ ቂሳርያ ወረደ፤ ንፅባሒቱ ድማ ኣብ መንበር ፍርዲ ተቐሚጡ፥ ንጳውሎስ ከምፅእዎ ኣዘዘ። ጳውሎስ ምስ መፀ ኸዓ፥ እቶም ካብ ኢየሩሳሌም ዝወረዱ ኣይሁድ ከቢቦምዎ ደው በሉ። መርትዒ ኽረኽቡሉ ዘይኽእሉ፥ ብዙሕን ከቢድን ክሲ ድማ ኸሰስዎ።
Mampitaha
Mikaroka ግብሪ ሃዋርያት 25:6-7
2
ግብሪ ሃዋርያት 25:8
ጳውሎስ ድማ “ኣነ ኣብ ልዕሊ ሕጊ ኣይሁድ ኮነ፥ ኣብ ልዕሊ ቤተ መቕደስ፥ ወይ ኣብ ልዕሊ ቄሳር ኣይበደልኩን” ኢሉ፥ ናይ ምክልኻል መልሲ ሃበ።
Mikaroka ግብሪ ሃዋርያት 25:8
Fidirana
Baiboly
Planina
Horonan-tsary