1
ዘካርያስ 7:9
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር ከምዙይ ኢሉ ተዛረበ፦ ‘ሓቀኛ ፍርዲ ፍረዱ፤ ኵልኻትኩም ድማ ነሕዋትኩም ሰናይን ምሕረትን ግበሩ።
비교
ዘካርያስ 7:9 살펴보기
2
ዘካርያስ 7:10
ንመበለትን ንደኽታምን ንስደተኛን ንድኻን ኣይትግፍዑ፤ ካባኻትኩምውን፥ ሓደ እኳ ብልቡ ንሓዉ ኽፉእ ነገር ኣይሕሰብ።’
ዘካርያስ 7:10 살펴보기
홈
성경
묵상
동영상