1
ሉቃስ 18:1
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ኢየሱስ፥ እንተይሰልከዩ ዅልሻዕ ክፅልዩ ኸም ዝግብኦም ንኸረድእ፥ ከምዙይ ኢሉ ብምስላ ተዛረቦም፦
비교
ሉቃስ 18:1 살펴보기
2
ሉቃስ 18:7-8
እግዚኣብሄር ግዳ፥ ነቶም ለይትን መዓልትን ናብኡ ዝምህለሉ ሕሩያቱ፥ ኣይፈርደሎምንዶ? ወይ ዝድንጕዮምዶ ይመስለኩም? ቀልጢፉ ኽፈርደሎም እዩ እብለኩም ኣለኹ። እንተ ኾነ፥ ወዲ ሰብ ምስ መፀስ፥ ኣብ ምድሪ እምነትዶ ኽረክብ ይኸውን?”
ሉቃስ 18:7-8 살펴보기
3
ሉቃስ 18:27
ንሱ ኸዓ “እቲ ንሰብ ዘይከኣሎ፥ ንእግዚኣብሄር ይከኣሎ እዩ” በሎም።
ሉቃስ 18:27 살펴보기
4
ሉቃስ 18:4-5
ንሱ ድማ ብዙሕ መዓልቲ ኣበያ። ብድሕሪኡ ግና ብልቡ ‘ንእግዚኣብሄር እኳ እንተ ዘይፈራሕኹ፥ ንሰብውን እንተ ዘይሓፈርኩ፥ እዛ መበለት እዚኣ ኣሸጊራትኒ እያ እሞ፥ መመሊሳ እናመፀት ከይተትክረኒ፥ ክፈርደላ ደኣ’ በለ።”
ሉቃስ 18:4-5 살펴보기
5
ሉቃስ 18:17
ንመንግስቲ እግዚኣብሄር፥ ከም ህፃን ኮይኑ ዘይቕበላ፥ ከቶ ኸም ዘይኣትዋ፥ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ” በሎም።
ሉቃስ 18:17 살펴보기
6
ሉቃስ 18:16
ኢየሱስ ግና ፀዊዑ፥ “መንግስቲ እግዚኣብሄር ንኸምዚኣቶም ዝበሉ እያ እሞ፥ ህፃናት ናባይ ክመፁ ኣይትኸልክልዎም።
ሉቃስ 18:16 살펴보기
7
ሉቃስ 18:42
ኢየሱስ ድማ “ረአ፥ እምነትካ እያ ኣሕውያትካ” በሎ።
ሉቃስ 18:42 살펴보기
8
ሉቃስ 18:19
ኢየሱስ ከዓ፥ “ንምንታይ ሕያዋይ ትብለኒ? ብዘይ ሓደ እግዚኣብሄር፥ ሕያዋይ የለን።
ሉቃስ 18:19 살펴보기
홈
성경
묵상
동영상