1
ዘፍጥረት 37:5
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ዮሴፍ ከዓ ሕልሚ ሓለመ፥ ነሕዋቱ ምስ ነገሮም ድማ የመና ፀልእዎ።
비교
ዘፍጥረት 37:5 살펴보기
2
ዘፍጥረት 37:3
እስራኤል ንዮሴፍ ኣብ እዋን እርግናኡ ስለ ዝወለዶ፥ ካብ ኵሎም ደቁ ኣብሊፁ ይፈትዎ ነበረ፤ ብሕብሪ ቐለማት ዘጌፀ ቐሚሽውን ከደኖ።
ዘፍጥረት 37:3 살펴보기
3
ዘፍጥረት 37:4
እቶም ኣሕዋቱ፥ ኣቦኣቶም ሕልፊ ዅላቶም ከም ዝፈትዎ ሪኦም ፀልእዎ፤ ብሕውነት ክዛረብዎ ድማ ኣይደለዩን።
ዘፍጥረት 37:4 살펴보기
4
ዘፍጥረት 37:9
ዮሴፍ ከዓ ኻልእ ሕልሚ ሓለመ፤ ነሕዋቱውን “ካልእ ሕልሚ ሓሊመ፤ እንሆ ድማ ፀሓይን ወርሕን ዓሰርተ ሓደ ኸዋኽብትን እንትሰግዱለይ ረአኹ” ኢሉ ነገሮም።
ዘፍጥረት 37:9 살펴보기
5
ዘፍጥረት 37:11
ኣሕዋቱ ኸዓ ቐንኡሉ፤ ኣቦኡ ግና ነዝ ነገር እዙይ ኣብ ልቡ ይዓቝሮ ነበረ።
ዘፍጥረት 37:11 살펴보기
6
ዘፍጥረት 37:6-7
ዮሴፍ ድማ “ዝሓለምክዎ ሕልሚ ኽነግረኩም ስምዑ” በሎም፦ “ንሕና ኣብ ማእኸል ግራት እንዳእቲ ንኣስር ነበርና። ሽዑ እንዳእተይ ተሲኣ ቀጥ ኢላ ደው በለት። እንዳዕትታትኩም ከዓ ንእንዳዕተይ ከቢበን ሰገዳላ።”
ዘፍጥረት 37:6-7 살펴보기
7
ዘፍጥረት 37:20
ንዑ ንቕተሎ። ካብዘን ጐዳጕዲ ኣብ ሓዲአን ንደርብዮ እሞ ‘ክፉእ ኣራዊት በሊዕዎ’ ንበል። እቲ ሕልምታቱ እንታይ ከም ዝኸውን ክንርኢ ኢና” ተበሃሃሉ።
ዘፍጥረት 37:20 살펴보기
8
ዘፍጥረት 37:28
እቶም ነጋዶ ሰብ ምድያም ክሓልፉ እንተለዉ፥ ንዮሴፍ ሒዞም ካብ ጕድጓድ ኣውፅእዎ፤ ብዕስራ ብሩርውን ንእስማኤላውያን ሸጥዎ፤ ንሳቶም ድማ ናብ ግብፂ ወሰድዎ።
ዘፍጥረት 37:28 살펴보기
9
ዘፍጥረት 37:19
ንስንሳቶም ድማ “እንሆ እቲ ሓላሚ ይመፅእ ኣሎ፤
ዘፍጥረት 37:19 살펴보기
10
ዘፍጥረት 37:18
ኣሕዋት ዮሴፍ ካብ ርሑቕ ረአይዎ፤ ገና ናብኣቶም ከይቀረበ እንተሎ ኸዓ፥ ክቐትልዎ ተማኸሩ።
ዘፍጥረት 37:18 살펴보기
11
ዘፍጥረት 37:22
ብኢድኩም እኳ ኣይትንክእዎ፤ ኣብዝ በረኻ እዙይ ናብ ዘሎ ጕድጓድ ደርቢይዎ እምበር ደምስ ኣይተፍስሱ” በሎም። ሮቤል ከምዙይ ዝበለ፥ ካብ ኢዶም ኣድሒኑ ናብ ኣቦኡ ኽመልሶ ኢሉ እዩ።
ዘፍጥረት 37:22 살펴보기
홈
성경
묵상
동영상