1
ግብሪ ሃዋርያት 8:39
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ካብቲ ማይ ምስ ወፁ ኸዓ፥ መንፈስ እግዚኣብሄር ንፊልጶስ ወሰዶ፤ ብድሕሪኡ እቲ ስሉብ መሊሱ ኣይረኣዮን፤ እናተሓጐሰውን መንገዱ ቐፀለ።
비교
ግብሪ ሃዋርያት 8:39 살펴보기
2
ግብሪ ሃዋርያት 8:29-31
መንፈስ ቅዱስ ከዓ ንፊልጶስ “ነዝ ሰረገላ እዙይ ኣርክቦ እሞ ምስኡ ኺድ” በሎ። ፊልጶስ ከዓ ጐይዩ ኣርከቦ፤ ትንቢት ኢሳይያስ ከንብብ ምስ ሰምዖ ኸዓ፥ “ነዝ እተንብቦ ዘለኻስ፥ ተስተውዕሎዶ ኣለኻ?” ኢሉ ጠየቖ። ንሱ ድማ “ዝምህረኒ ዘይብለይ፥ ከመይ ገይረ ኸስተውዕሎ” በሎ፤ ንፊልጶስ ከዓ ደዪቡ ምስኡ ኽቕመጥ ለመኖ።
ግብሪ ሃዋርያት 8:29-31 살펴보기
홈
성경
묵상
동영상