1
ማርቆስ 8:35
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እቲ ንህይወቱ ኸድሕና ዝደሊ ኸጥፍኣ እዩ፤ እቲ ንህይወቱ ምእንታይን ምእንቲ ወንጌልን ዘጥፍኣ ግና፥ ከድሕና እዩ።
ತಾಳೆಮಾಡಿ
ማርቆስ 8:35 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
2
ማርቆስ 8:36
ሰብ ብዅሉ ዓለም ረቢሑ፥ ነፍሱ እንተ ኣጥፍአ እንታይ ይጠቕሞ?
ማርቆስ 8:36 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
3
ማርቆስ 8:34
ነቶም ህዝቢ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ፀዊዑ ኸምዙይ በሎም፦ “እቲ ክኽተለኒ ዝደሊ፥ ንባዕሉ ይኽሓድ፤ መስቀሉ ተሸኪሙ ኸዓ ይከተለኒ።
ማርቆስ 8:34 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
4
ማርቆስ 8:37-38
ሰብከ ቤዛ ነፍሱ እንታይ ምሃበ? እቲ ኣብዝ ዘማውን ሓጥእን ዝኾነ ትውልዲ እዙይ፥ ብኣይን ብቓለይን ዝሓፍር፥ ወዲ ሰብ ብግርማ ኣቦኡ ምስ ቅዱሳን መላእኽቱ ምስ መፀ፥ ብእኡ ኽሓፍር እዩ።”
ማርቆስ 8:37-38 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
5
ማርቆስ 8:29
ንሱ ድማ “ንስኻትኩምከ መን እዩ ትብሉኒ?” በሎም። ጴጥሮስ ከዓ “ንስኻ ክርስቶስ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ።
ማርቆስ 8:29 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
ಮುಖಪುಟ
ಬೈಬಲ್
ಯೋಜನೆಗಳು
ವೀಡಿಯೊಗಳು