1
ሉቃስ 23:34
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ኢየሱስ ድማ፥ “ኦ ኣቦይ! ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ፥ ይቕረ በለሎም” በለ። ንኽዳውንቱውን ዕፃ ኣውዲቖም ተኻፈልዎ።
ತಾಳೆಮಾಡಿ
ሉቃስ 23:34 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
2
ሉቃስ 23:43
ኢየሱስ ድማ “ሎሚ ኣብ ገነት፥ ምሳይ ከም እትኸውን፥ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ” በሎ።
ሉቃስ 23:43 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
3
ሉቃስ 23:42
ንኢየሱስ ከዓ፦ “ኦ ጐይታ! ብመንግስትኻ ኽትመፅእ እንተለኻ ዘክረኒ” በሎ።
ሉቃስ 23:42 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
4
ሉቃስ 23:46
ኢየሱስ ብዓብዪ ድምፂ፥ “ኦ ኣቦይ! ንነፍሰይ ኣብ ኢድካ ኣማሕፅና ኣለኹ” በለ። እዙይ ምስ በለ ነፍሱ ወፀት።
ሉቃስ 23:46 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
5
ሉቃስ 23:33
ቀራንዮ ኣብ ዝበሃል ስፍራ ምስ በፅሑ፥ ኣብኡ ሰቐልዎ፤ ነቶም ክልተ ኸተርቲውን ሓደ ብየማኑ፥ ሓደ ብፀጋሙ ሰቐልዎም።
ሉቃስ 23:33 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
6
ሉቃስ 23:44-45
ካብ ቀትሪ ሽዱሽተ ሰዓት፥ ክሳዕ ትሽዓተ ሰዓት ናይ መዓልቲ፥ ኣብ ኵሉ ምድሪ ፀልማት ኮነ። ፀሓይ ፀልመተት፤ መጋረጃ ቤተ መቕደስውን፥ ኣብ ክልተ ተተርተረ።
ሉቃስ 23:44-45 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
7
ሉቃስ 23:47
እቲ ሓለቓ ሚእቲ ግና፥ እቲ ዝኾነ ምስ ረአየ፥ “እዝ ሰብኣይ እዙይ፥ ብሓቂ ፃድቕ እዩ ነይሩ” እናበለ ንእግዚኣብሄር ኣመስገነ።
ሉቃስ 23:47 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
ಮುಖಪುಟ
ಬೈಬಲ್
ಯೋಜನೆಗಳು
ವೀಡಿಯೊಗಳು