YouVersion Logo
ბიბლიაგეგმებივიდეოები
Get the app
Language Selector
Search Icon

Popular Bible Verses from ሮሜ 9

1

ሮሜ 9:16

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ስለዙይ ምሕረት፥ ካብቲ ዝምሕር እግዚኣብሄር እዩ እምበር፥ ንዝደለየን ንዝጐየየን ኣይኮነን።

Compare

Explore ሮሜ 9:16

2

ሮሜ 9:15

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

እግዚኣብሄር ንሙሴ፦ “ንዝምሕሮ ኽምሕሮ እየ፤ ንዝርህርሀሉ ኽርህርሀሉ እየ” ኢልዎ እዩ።

Compare

Explore ሮሜ 9:15

3

ሮሜ 9:20

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ኣታ ሰብ፥ ንእግዚኣብሄር እትከራኸሮ፥ ንስኻ መን ኢኻ? ስራሕ፥ ንሰራሒኡ ንምንታይ ከምዙይ ጌርካ ሰራሕኻኒ፥ ክብሎዶ ይኽእል እዩ?

Compare

Explore ሮሜ 9:20

4

ሮሜ 9:18

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

እምበኣር፥ ንዝደለዮ ይምሕሮ፤ ንዝደለዮ ድማ የሀልኾ እዩ።

Compare

Explore ሮሜ 9:18

5

ሮሜ 9:21

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ወይ እቲ ሰራሒ መሬት፥ ካብ ሓደ ፀብሪ፥ ገሊኡ ንኽብሪ፥ ገሊኡውን ንሓሳር ዝኸውን ኣቕሑ ኽሰርሕ፥ ኣብቲ ፀብሪ ስልጣንዶ የብሉን እዩ?

Compare

Explore ሮሜ 9:21

Free Reading Plans and Devotionals related to ሮሜ 9

Previous Chapter
Next Chapter
YouVersion

Encouraging and challenging you to seek intimacy with God every day.

Ministry

შესახებ

Careers

მოხალისე

Blog

Press

Useful Links

Help

დახმარება

Bible Versions

აუდიო ბიბლიები

Bible Languages

Verse of the Day


A Digital Ministry of

Life.Church
English (US)

©2025 Life.Church / YouVersion

კონფიდენციალურობის წესდებაTerms
Vulnerability Disclosure Program
ფეისბუქიტვიტერზეინსტაგრამიYouTubePinterest

მთავარი

ბიბლია

გეგმები

ვიდეოები