Akara Njirimara YouVersion
Akara Eji Eme Ọchịchọ

ዘፍጥረት 47:5-6

ዘፍጥረት 47:5-6 ትመ15

ፈርዖን ድማ ንዮሴፍ “ኣቦኻን ኣሕዋትካን እንሆ መፂኦምልካ ኣለዉ፤ ምድሪ ግብፂ ኸዓ ኣብ ኢድካ እያ። ነቦኻን ነሕዋትካን ኣብታ ዝበለፀት ምድሪ ኣቐምጦም። ኣብ ምድሪ ጌሴም ይቀመጡ። ካብኣቶም እትፈልጦም ክኢላታት ሰባት እንተ ሃልዮምኻ፥ ኣብ ከፍተይ ዋናታት ግበሮም” በሎ።