1
ማርቆስ 7:21-23
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ካብ ውሽጢ ልቢ ሰብ ክፉእ ሓሳብ፥ ምንዝርና፥ ስርቂ፥ ቅትለት፥ ዝሙት፥ ከትሪ፥ ስስዐ፥ ተንኰል፥ ስድነት፥ ቅንኢ፥ ሓሜት፥ ትዕቢት፥ ስንፍና ይወፅእ። እዝ ዅሉ ኽፍኣት ካብ ውሽጢ እዩ ዝወፅእ፤ ንሰብ ከዓ የርክሶ።”
Lee anya n'etiti ihe abụọ
Nyochaa ማርቆስ 7:21-23
2
ማርቆስ 7:15
ካብ ሰብ ዝወፅእ እዩ ንሰብ ዘርክሶ እምበር፥ ካብ ወፃኢ ናብ ሰብ ዝኣቱስ ከርክሶ ኣይኽእልን እዩ፤
Nyochaa ማርቆስ 7:15
3
ማርቆስ 7:6-7
ንሱ ኸዓ ኸምዙይ በሎም፦ “ኣቱም ግብዛት! ከምቲ ፅሑፍ፦ ‘እዝ ህዝቢ እዙይ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፤ ልቡ ግና ኻባይ የመና ዝረሓቐ እዩ፤ ትምህርቲ ስርዓት ሰብ እናመሃሩ፥ ብኸንቱ የምልኹኒ’ ኢሉ ኢሳይያስ ብዛዕባኻትኩም ፅቡቕ ተነበየ።
Nyochaa ማርቆስ 7:6-7
4
5
ማርቆስ 7:8
“ትእዛዝ እግዚኣብሄር ሓዲግኩም፥ ስርዓት ሰብ ትሕልዉ ኣለኹም፤ [ከም ምሕፃብ መሳተያን፥ ካልእ ኣቑሑ ገዛን፥ ካልእ ድማ ነዙይ ዝመስልን ትገብሩ ኣለኹም።]
Nyochaa ማርቆስ 7:8
Ebe Mmepe Nke Mbụ Nke Ngwá
Akwụkwọ Nsọ
Atụmatụ Ihe Ogụgụ Gasị
Vidiyo Gasị