1
ማቴዎስ 19:26
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ኢየሱስ ድማ ጠመቶም እሞ “እዙይ ብሰብ ኣይከኣልን፤ ብእግዚኣብሄር ግና ዅሉ ይከኣል እዩ” በሎም።
Lee anya n'etiti ihe abụọ
Nyochaa ማቴዎስ 19:26
2
ማቴዎስ 19:6
ስለዙይ እዚኣቶም ሓደ ስጋ እዮም እምበር ክልተ ኣይኮኑን። እምበኣር ነቲ እግዚኣብሄር ሓደ ዝገበሮ፥ ሰብ ኣይፍለዮ” በሎም።
Nyochaa ማቴዎስ 19:6
3
ማቴዎስ 19:4-5-4-5
ንሱ ድማ መሊሱ “እቲ ኻብ መጀመርታ ዝፈጠረ እግዚኣብሄር ‘ሰብኣይን ሰበይትን ገይሩ ኸም ዝፈጠሮም፥ ስለዙይ ድማ ሰብኣይ ኣቦኡን እኖኡን ሓዲጉ ምስ ሰበይቱ ይወሃድ፤ ክልቲኦም ድማ ሓደ ስጋ ይኾኑ ዝብልዶ ኣየንበብኩምን ኢኹም?’
Nyochaa ማቴዎስ 19:4-5-4-5
4
ማቴዎስ 19:14
ኢየሱስ ግና “መንግስተ ሰማያት ንኸምዚኣቶም ዝበሉ እያ እሞ፥ ንህፃናት ሕደግዎም፤ ናባይ ምምፃእ ኣይትኽልእዎም” በሎም።
Nyochaa ማቴዎስ 19:14
5
ማቴዎስ 19:30
ግና ብዙሓት ቀዳሞት፥ ዳሕረዎት ክኾኑ እዮም፤ ዳሕረዎት ድማ፥ ቀዳሞት ክኾኑ እዮም” በሎም።
Nyochaa ማቴዎስ 19:30
6
ማቴዎስ 19:29
ኵሉ ስለ ስመይ ኢሉ ኣባይቲ፥ ኣሕዋት፥ ኣሓት፥ ኣቦ፥ እኖ፥ ሰበይቲ፥ ውሉድ፥ ገራሁ ዝሓደገ፥ ሚእቲ ዕፅፊ ኽረክብ እዩ፤ ናይ ዘለኣለም ህይወትውን ክወርስ እዩ።
Nyochaa ማቴዎስ 19:29
7
ማቴዎስ 19:21
ኢየሱስ ከዓ “እምበኣር ፍፁም ክትከውን እንተ ደሊኻስ፥ ኬድካ ዅሉ ዘለካ ሼጥካ፥ ንድኻታት ሃብ፤ ኣብ ሰማይ መዝገብ ኽትረክብ ኢኻ እሞ፥ ነዓ ተኸተለኒ!” በሎ።
Nyochaa ማቴዎስ 19:21
8
ማቴዎስ 19:17
ኢየሱስ ከዓ “ንምንታይ ብዛዕባ ሰናይ ትጥይቐኒ? እቲ ሰናይስ ሓደ እዩ። ናብ ህይወት ክትኣቱ እንተ ደሊኻስ ትእዛዛቱ ሓሉ!” በሎ።
Nyochaa ማቴዎስ 19:17
9
ማቴዎስ 19:24
መሊሱውን፥ ሃብታም ናብ መንግስቲ እግዚኣብሄር ካብ ዝኣቱስ ግመል ብዓይኒ መርፍእ ክሓልፍ ይቐልል እብለኩም ኣለኹ” በሎም።
Nyochaa ማቴዎስ 19:24
10
ማቴዎስ 19:9
ኣነ ግና ‘እቲ ንሰበይቱ ብዘይ ምኽንያት ዝሙት ዝፈትሓ፥ ካሊእውን ዘእቱ ይዝሙ፤ ፍትሕቲ ዘእቱውን ይዝሙ’ እብለኩም ኣለኹ” በሎም።
Nyochaa ማቴዎስ 19:9
11
ማቴዎስ 19:23
ኢየሱስ ከዓ ንደቀ መዛሙርቱ “ሃብታም ናብ መንግስተ ሰማያት ክኣቱ ጭንቂ ኸም ዝኾነ፥ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
Nyochaa ማቴዎስ 19:23
Ebe Mmepe Nke Mbụ Nke Ngwá
Akwụkwọ Nsọ
Atụmatụ Ihe Ogụgụ Gasị
Vidiyo Gasị