1
ዘፍጥረት 46:3
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ኣነ ኣምላኽ ኣቦኻ እግዚኣብሄር እየ። ኣብኡ ዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካ እየ እሞ፥ ናብ ግብፂ ምኻድ ኣይትፍራሕ።
Lee anya n'etiti ihe abụọ
Nyochaa ዘፍጥረት 46:3
2
ዘፍጥረት 46:4
ኣነ ምሳኻ ናብ ግብፂ ኽወርድ እየ፤ ብርግፅ ድማ ኻብኡ ኣነ ኸውፅአካ እየ። ክትመውት እንተለኻ ኸዓ ዮሴፍ ኢዱ ኣብ ዓይንኻ ኸንብር እዩ” በሎ።
Nyochaa ዘፍጥረት 46:4
3
ዘፍጥረት 46:29
ዮሴፍ ሰረገላኡ ፅዒኑ፥ ነቦኡ ያእቆብ ክራኸቦ ናብ ጌሴም መፀ። ምስ ተራኸቡ፥ ዮሴፍ ክሳድ ኣቦኡ ብኢዱ ሓቝፉ ነዊሕ ጊዜ በኸየ።
Nyochaa ዘፍጥረት 46:29
4
ዘፍጥረት 46:30
ያእቆብ ድማ ንዮሴፍ “ሕዝስ ገና ብህይወት ከም ዘለኻ ኻብ ፈለጥኩ፥ ገፅካውን ካብ ረአኹስ፥ እንተ ሞትኩውን ግዲ የብለይን” በሎ።
Nyochaa ዘፍጥረት 46:30
Ebe Mmepe Nke Mbụ Nke Ngwá
Akwụkwọ Nsọ
Atụmatụ Ihe Ogụgụ Gasị
Vidiyo Gasị