1
ዘፍጥረት 19:26
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሰበይቲ ሎጥ ግና ኽትርኢ ንድሕሪት ግልፅ በለት፤ ሓወልቲ ጨው ከዓ ኾነት።
Lee anya n'etiti ihe abụọ
Nyochaa ዘፍጥረት 19:26
2
ዘፍጥረት 19:16
ሎጥ ድማ ተደናጐየ፤ እግዚኣብሄር ክምሕሮ ስለ ዝደለየ ግና፥ እቶም ሰባት ኢዱን ኢድ ሰበይቱን ኢድ ክልቲአን ኣጓላቱን ሒዞም ኣውፅእዎ፤ ኣብ ወፃኢ እታ ኸተማ ድማ ሓደግዎ።
Nyochaa ዘፍጥረት 19:16
3
ዘፍጥረት 19:17
ናብ ወፃኢ ምስ ኣውፅእዎም፥ እቲ ሓደ “ነፍስኻ ኣድሕን፤ ንድሕሪት ገፅካ ግልፅ ኣይትበል፤ ኣብዝ ጐልጐል እዙይ ደው ኣይትበል። ምእንቲ ኸይትጠፍእ ናብቲ እምባ ኣቢልካ ህደም” በሎ።
Nyochaa ዘፍጥረት 19:17
4
ዘፍጥረት 19:29
እግዚኣብሄር ከዓ ነተን ኣብ ጐላጕል ዝነበራ ኸተማታት ክግልብጠን እንተሎ፥ ንኣብርሃም ዘከሮ። ንሎጥ ድማ ኻብቲ ነተን ተቐሚጥወን ዝነበረ ኸተማታት ዝገልበጠን ጥፍኣት ኣድሓኖ።
Nyochaa ዘፍጥረት 19:29
Ebe Mmepe Nke Mbụ Nke Ngwá
Akwụkwọ Nsọ
Atụmatụ Ihe Ogụgụ Gasị
Vidiyo Gasị