1
ኢዩኤል 1:14
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ፆም ኣውጁ፤ ጉባኤ ፀውዑ፤ ንሽማግለታትን ኣብታ ምድሪ ንዝነብሩ ዅላቶምን፥ ናብ ቤት እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ኣክቡ፤ ናብ እግዚኣብሄር ከዓ ተማህለሉ።
Compare
Avasta ኢዩኤል 1:14
2
ኢዩኤል 1:13
መስዋእቲ ብልዕን መስዋእቲ መስተን፥ ካብ ቤት ኣምላኽኩም ተሪፉ እዩ እሞ፥ ኣቱም ካህናት፥ ወጮ ተዓጢቕኩም ብኸዩ፤ ኣቱም ኣገልገልቲ መሰውኢውን፥ ዋይ ዋይ በሉ፤ ኣቱም ኣገልገልቲ ኣምላኸይ፥ ንዑ፤ ምሉእ ለይቲ ኣብ ልዕሊ ወጮ ደቅሱ።
Avasta ኢዩኤል 1:13
3
ኢዩኤል 1:12
ተኽሊ ወይኒ ነቐፀ፤ ኦም በለስ ከዓ ፀምለወ፤ ኦም ሮማንን ተምርን ምልዖን፥ ኵሉ ኣእዋም በረኻን ነቐፀ፤ ሓጐስውን ካብ ደቂ ሰብ ረሓቐ።
Avasta ኢዩኤል 1:12
Home
Bible
Plans
Videod