Logo de YouVersion
Ícono Búsqueda

ዘፀኣት 24:17-18

ዘፀኣት 24:17-18 ትመ15

ትርኢት ክብሪ እግዚኣብሄር ድማ፥ ንደቂ እስራኤል ከም ዝባላዕ ሓዊ ኾይኑ፥ ኣብ ርእሲ እቲ እምባ ተርኣየ። ሙሴ ኸዓ ናብቲ እምባ ኽድይብ እንተሎ ናብ ማእኸል እቲ ደመና ኣተወ። ኣብቲ እምባውን ኣርብዓ መዓልትን ኣርብዓ ለይትን ፀንሐ።