ሮሜ 12:14-15

ሮሜ 12:14-15 ትመ15

ንዘሳጕጉኹም መርቑ፤ መርቑ እምበር ኣይትርገሙ። ምስቶም ዝሕጐሱ ተሓጐሱ፤ ምስቶም ዝበኽዩ ብኸዩ።