YouVersion Logo
Search Icon

ዳዊት 26:2-3

ዳዊት 26:2-3 ትመ15

ኦ ጐይታ፥ ፍተነንን መርምረንን፤ ንዀላሊተይን ንልበይን ፍተን። ምሕረትካ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ እዩሞ፥ ብሓቅኻ እመላለስ ኣለኹ።

Related Videos

Free Reading Plans and Devotionals related to ዳዊት 26:2-3