ዳዊት 22:27-28
ዳዊት 22:27-28 ትመ15
ኵሎም ወሰናት ምድሪ ይሕሰቡ፤ ናብ እግዚኣብሄርውን ይመለሱ፤ ኵሎም ነገድ ኣህዛብውን ኣብ ቅድሚኡ ክሰግዱ እዮም። መንግስቲ ናይ እግዚኣብሄር እያ እሞ፥ ንሱውን ንኣህዛብ ክገዝእ እዩ።