1
ዳዊት 30:5
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ቍጥዓኡ ንሓፂር ጊዜ እዩ፤ ሞገሱ ግና ንምሉእ ዕድመ እዩ፤ ምሸት ብኽያት ይኸውን፤ ንግሆ ግና ሓጐስ ይኸውን።
Compare
Explore ዳዊት 30:5
2
ዳዊት 30:11-12
ክብረይ ክትዝምረልካ፥ ስቕውን ከይትብልስ፥ ንብኽያተይ ናብ ታሕጓስ ለወጥካለይ፤ ወጮይ ቀንጢጥካ ታሕጓስ ኣዕጠቕካኒ። ኦ ኣምላኸይ፥ ንዘለኣለም ከመስግነካ እየ።
Explore ዳዊት 30:11-12
3
ዳዊት 30:2
ኦ ኣምላኸይ፥ ኣነ ናባኻ ኣእዌኹ፤ ምሕረትውን ገበርካለይ።
Explore ዳዊት 30:2
4
ዳዊት 30:4
ኣቱም ቅዱሳን፥ ንእግዚኣብሄር ዘምሩ፤ ንመዘከርታ ቕድስናኡ ድማ ኣመስግኑ።
Explore ዳዊት 30:4
5
ዳዊት 30:1
ኦ ጐይታ፥ ተቐቢልካኒ ኢኻሞ፥ ንፀላእተይውን ኣየሐጐስካዮምንሞ ልዕል ልዕል ኣብለካ ኣለኹ።
Explore ዳዊት 30:1
Home
Bible
Plans
Videos