1
ኢዮብ 22:21-22
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ሕዚ እውን ምስኡ ተሰማማዕ፤ ሰላምውን ይሃሉኻ፤ ከምዙይ እንተ ጌርካ ፅቡቕ ክትረክብ ኢኻ። ካብ ኣፉውን ሕጉ ተቐበል፤ ንቓሉውን ኣብ ልብኻ ዕቘሮ።
Compare
Explore ኢዮብ 22:21-22
2
ኢዮብ 22:27
ናብኡ ክትፅሊ ኢኻ፤ ንሱውን ክሰምዐካ እዩ፤ መብፅዓኻውን ክትህብ ኢኻ።
Explore ኢዮብ 22:27
3
ኢዮብ 22:23
ናብቲ ዅሉ ዝኽእል ኣምላኽ እንተ ተመሊስካ፥ እንተ ተዋረድካውን፥ ከምቲ ዝነበርካዮ ኸፅንዐካ እዩ፤ ንሓጢኣትውን ካብ ድንኳንካ እንተ ኣርሒቕካ፤
Explore ኢዮብ 22:23
Home
Bible
Plans
Videos