1
ሕዝቅኤል 7:19
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ብሩሮም ኣብ ኣደባባያት ክድርብዩ፥ ወርቆም ከዓ ኸም ርኹስ ነገር ክኽውን እዩ፤ በታ መዓልቲ ቝጥዓ እግዚኣብሄር፥ ብሩሮምን ወርቆምን፥ ናይ ሓጢኣቶም መዐንቀፊ እምኒ ስለ ዝኾነ፥ ከድሕኖም ኣይኽእልን፤ ንጥሜቶም ኣየፅግቦን፤ ንኸብዶምውን ኣይመልአሎምን እዩ።
Compare
Explore ሕዝቅኤል 7:19
2
ሕዝቅኤል 7:27
እቲ ንጉስ ክትክዝ፥ እቲ ሓለቓ ድማ ሓዘን ክኽደን፥ ኣእዳው እቶም ህዝቢ እታ ሃገር ከዓ ራዕራዕ ክብል እዩ። ከም መጠን መንገዶም ክፈድዮም፥ ከከም ዝግብኦም ከዓ ኽፈርዶም እየ፤ ኣነ እግዚኣብሄር ምዃነይውን ክፈልጡ እዮም።”
Explore ሕዝቅኤል 7:27
3
ሕዝቅኤል 7:4
ዓይነይ ኣየናሕስየልክን፤ ኣነውን ኣይርህርሀልክን፤ ኣነስ መንገድኺውን ኣብ ልዕሌኺ ኸምፅአልኪ እየ፤ ርኽሰትኪ ድማ ኣብ ማእኸልኪ ክኸውን እዩ እሞ፥ ንስኻትኩም እግዚኣብሄር ምዃነይ ክትፈልጡ ኢኹም።”
Explore ሕዝቅኤል 7:4
4
ሕዝቅኤል 7:9
ዓይነይ ኣየናሕስን እዩ፤ ኣነውን ኣይርህርህን፤ ኣነስ ከም መጠን መንገድኺ ኸምፅአልኪ እየ፤ ርኽሰትኪ ድማ ኣብ ማእኸልኪ ክኽውን እዩ። ንስኻትኩምውን እቲ ዝቐስፍ ዘሎ፥ ኣነ እግዚኣብሄር ምዃነይ ክትፈልጡ ኢኹም።”
Explore ሕዝቅኤል 7:9
Home
Bible
Plans
Videos