1
ግብሪ ሃዋርያት 24:16
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስለዙይ ከዓ እየ፥ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄርን፥ ኣብ ቅድሚ ሰብን፥ ብንፁህ ሕሊና ኽነብር ዝፅዕር ዘለኹ።
قارن
اكتشف ግብሪ ሃዋርያት 24:16
2
ግብሪ ሃዋርያት 24:25
ብዛዕባ ፅድቅን፥ ንባዕልኻ ምግታእን፥ ብዛዕባ ዝመፅእ ፍርድን፥ ምስ ነገሮም ፊልክስ ፈሪሑ፥ “ሕዚ ኺድ፤ ብዝምችወኒ ጊዜ ኽትመፅእ ክልእኸልካ እየ” በሎ።
اكتشف ግብሪ ሃዋርያት 24:25
الصفحة الرئيسية
الكتاب المقدس
خطط
فيديوهات